Duration 8:25

ሰራሕተኛታት መእለዪ ኣረጋውያን ብኮቪድ-19 ድሕሪ ምልካፎም ናብ ስራሕ ዝምለስሉ ግዜ ስለዝሓጸረ ኣብ ድሕነት ኣረጋውያን ፍርሒ ፈጢሩ

76 watched
0
1
Published 22 Jan 2022

ነቲ ጽላት ሕጽረት ሰራሕተኛታት ኣብ ዘጋጥሞ ዘሎ እዋን ምእላይ ኣረጋውያን (Aged Care) ሕጂ'ውን እንተኾነ ኣደራዕ ለበዳ ኮቪድ 19 ይወርዶ ኣሎ። ከባቢ 500 መእለዪ ኣረጋውያን ብንጡፍ ለበዳ ኮቪድ-19 ይሕመሱ ኣለዉ፡ ሰራሕተኛታት ድሕሪ መልከፍቲ ክምለሱ ኣብ ዝግበርሉ ኣሰራርሓ ብዛዕባ’ቶም ዝእለዩ ኣረጋውያን ስግኣት ሓዲሩ’ሎ። sbs.com.au/language/tigrinya/audio/aged-care-concerns-for-at-risk-elderly

Category

Show more

Comments - 0